Products
-
React ብትግርኛ
Course • 34 lessons -
Advanced JavaScript
Course • 38 lessons -
Angular ብትግርኛ
Course • 68 lessonsAngular ናይ JavaScript Framework ኮይኑ፣ ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም እንጥቀመሎም Frameworks ኢዩ። እዚ ትምህርቲ ድማ ካብ ኣዝዩ መባእታዊ ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ናይ Angular ይሽፍን። ብሩኽ ምጅማር። እዚ ትምህርቲ ብቪድዮን ዙምን ዝወሃብ ኢዩ። 10 ግብራውያን ናይ Angular ፕሮጀክትታት ድማ የጠቃልል።
-
Pre-order available now!
Python For Data Analysis
Course • 0 lessons -
Data Analysis Boot Camp
Bundle • 5 learning productsእዚ ጽምዶ ኩሎም እቶም ናይ Data Analytics courses (GIT, Python Fundamentals, SQL Server, Excel, Power BI) ኢዩ ዘጠቓልል። ብጽምዶ እንተ ወሲድኩሞ ድማ ብ20% ይጎድል።
-
Frontend Boot Camp
Bundle • 5 learning productsእዚ ጽምዶ ኩሎም እቶም ናይ Front-end courses (GIT, HTML, CSS, JavaScript, React and Angular) ኢዩ ዘጠቓልል። ብጽምዶ እንተ ወሲድኩሞ ድማ ብ20% ይጎድል።